BBC News, ትግርኛ - መእተዊ ገጽ

ዜናታት

  • ተለቪዥን ትግራይ ብቕድሚቱ ተሃሪሙ ቤትሮታት ተሰባቢሩ ይርአ

    ኣብ ልዕሊ ተለቪዥን ትግራይ ዝወረደ መጥቃዕቲ ድሮን ወተሃደራዊ ምዕባለታትን

    መደበር ተለቪዥን ትግራይ ትማሊ ሰንበት 27 መስከረም ብድሮን ከም ዝተሃረመን ዕጡቓት ድማ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣንጻር ሓይልታት መንግስቲ ይገጥሙ ከም ዘለዉን ኤ-ኤፍ-ፒ ገሊጹ።

  • ደመራ እንትቃጸል

    ኣከባብራ በዓል- መስቀል ኣብ ገለ ከባቢታት - ብስእሊ

    በዓል መስቀል ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ብላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣብ ዝመርሕዎም ከባቢታት ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ተሳቲፉ ኣሎ።

  • መራሕቲ

    ኢትዮጵያ፡ ሕብረት ሓይልታት ጥምረታት ክዕወት ይኽእል'ዶ?

    ንመንግስቲ ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ንምውራድን ንዅሉ-ዝሓቍፍ "መሰጋገሪ ምምሕዳር" ንምቛምን ጻዕርታት ንምውህሃድ ዝዓለመ ሓድሽ ኪዳን ምቛሙ፡ ሸውዓተ ፖለቲካዊን ዕጡቓትን ጕጅለታት ኢትዮጵያ ዝሓቍፍ ጥምረት ምዃኑ እውን ሓቢሩ። ገለ ካብቶም ነዚ ጥምረት ዝመስረቱ ጉጅለታት ግን ኣብ ሓደ እዋን ኣንጻር ነንሕድሕዶም ዝተቓለሱ እዮም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቐስ ፋኖን ህወሓትን ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ነንባዕሎም ተዋጊኦም ነይሮም።

  •  ጸጉሩ ዑኽልል ዝበለ ብረት ዝሓዘ ዕጡቕ

    የመን፡ ምብጻሕ ቢቢሲ ናብ ቅድመ ግንባር ከተማ ታዕዝ

    እቲ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ የመን ዘሰንየና ዝነበረ ወተሃደር "እዚኣ እታ ቀዳመይቲ ድሮን'ያ፡ እዚኣ ድሕሪ ምምጻኣ መብዛሕትኡ ግዜ ደብዳብ'ዩ ዝስዕብ" በለና። ካብቲ ክስዕብ ዝኽእል ደብዳብ ነብስና ንምክልኻል ኣብ ሓደ ጣሻ ምስ ተሓባእና ብድሕሬና ዝቕጽል ዝነበረ ደብዳብ ክጽዕጽዕ ጀሚሩ። ህድእ ምስ በለ ከኣ ካብቲ ዝተሓባእናሉ ወጺእና ናብ መኪና ተሰቐልና። ድሕሪ 10 ደቓይቕ ኣበይ ይዓልብ ምህላው'ኳ እንተዘይተረድኣና እቲ ደብዳብ ይቕጽል ነይሩ። ካብ ከተማ ታይዝ ንደቡባዊ ምዕራብ ኣብ ዘሎ ጎቦታት ኣየናይ'ዩ እቲ ናይ መወዳእታ ድፋዕ ክትፈልጦ ኣሸጋሪ'ዩ።

  • ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

    ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኒዩክለር ኢነርጂ ኢትዮጵያ ኰይኑ ተሸይሙ

    ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላታትን ነበር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኒዩክለር ኢነርጂ ኢትዮጵያ ገይሩ ሸይሙ።

  • መስቀል

    ግማደ-መስቀል እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሎ ድዩ?

    ንምዃኑ መስቀል እንታይ እዩ? ብኸመይ’ከ ክኽበር ጀሚሩ? ግማደ-መስቀል እየሱስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሎ ድዩ? ዝብሉ ሕቶታት ኣብዚ ሓተታ ክምለስ ተፈቲኑ ኣሎ።

  • ኣቡነ ያዕቆብ ገብረየሱስን ተራኦም ኣብ ምዕባለ ቋንቋ ትግርኛን

    ኣቡነ ያዕቆብ ገብረየሱስ፡ ኣብ ምዕባለ ቋንቋ ትግርኛ ዝተጻወትዎ ተራ

    ምስዮን ካቶሊክ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ዝተመስረተሉን ጸኒሑ ኸኣ ኣብ ዝማዕበለሉን እዋን፡ ዋላኳ ኣብ ትሕቲ ዝተሓላለኸ መግዛእታዊ ኵነታት እንተነበረ፡ ብሓፈሻዊ ኣዘራርባ፡ ንምእመናን ባይታ ብምፍጣር ልዑልን ምዕቡልን ስርሓት ኣበርኪቱ'ዩ ምባል ማሕታ-ዜና ኣይኰነን፤ ኵሉ ዝፈልጦ ድግማ'ዩ።

  • ምውላዕ ኲናት፡ ኣብ ትግራይ ፈጢርዎ ዘሎ ሻቕሎትን ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒት ሰላምን

    ቀጥታ, ኢትዮጵያ፡ ምውላዕ ኲናት ኣብ ትግራይ ፈጢርዎ ዘሎ ሻቕሎት

    ኣብ ትግራይ ኣብ መንጎ ክልላዊ ሓይልታትን ሰራዊት መንግስቲ እታ ሃገርን ዳግማይ ውግእ ተወሊዑ ኣሎ። ኣብ 2022 ደው ካብ ዝበለ ደማዊ ኲናት ገና ዕረፍቲ ዘይተሰምዖም ነበርቲ፡ እቲ ኩነታት ናብ ምሉእ ኲናት ከየምርሕ ኣብ ፍርሒ ይርከቡ።

  • ሰለስተ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ ምስ ዕጥቆም

    ኢትዮጵያ፡ ዳግም ናብ ካልእ ሙሉእ-ኲናት ትህንደድ ኣላ ድያ?

    ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ክልላዊ ሓይልታትን መንግስቲ እታ ሃገርን ዳግማይ ውግእ ይጓሓሓር ኣሎ። ኣብ 2022 ደው ካብ ዝበለ ደማዊ ኲናት ገና ዕረፍቲ ዘይተሰምዖም ነበርቲ ትግራይ ምሉእ ኲናት ከይለዓል ኣብ ፍርሒ ይርከቡ።

  • ፕረዚደንት ኢማራት ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድን ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን

    ኢማራት ንህወሓት ብምዅናን ንኢትዮጵያ ዘለዋ ደገፍ ኣረጋጊጻ

    ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓርቢ ምሸት ኣብ ወግዓዊ ማሕበራዊ ገጹ ብዘውጽኦ መግለጺ፡ ህወሓትን መሓዙት ሓይልታት ጥምረትን ኣብ ልዕሊ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ምቍጽጻሮምን ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዘካይድዎ ዘለዉ ወተሃደራዊ ግጭትን ብትሪ ኰኒኑ።

  • ሃገራዊት ጋንታን ስታፋትን ኣብ ስታድዮም ኒያዮ

    ኤርትራ ኣንጻር ኬንያ፡ ናይ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ገፊሕ ዓወት ይድገምዶ ይኸውን?

    ኤርትራ ነቲ ናይ 2019 ኣብ ልዕሊ ኬንያ ዘመዝገበቶ ኣሰንባዲ ገፊሕ ዓወት ክትደግሞ ድያ፡ ወይስ ኬንያ ኣብ ሜዳኣ ሕነኣ ክትፈዲ ? ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ሎሚ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ናይሮቢ ወሳኒ ፈተነ ይጽበያ ኣሎ።

  • ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ደብዳብ ድሮን

    ሂዩማን ራይትስ ዎች፡ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲ 'ከም ገበን ኲናት' ክምርመር ጸዊዑ

    ኣብ ልዕሊ መንበሪ ኣባይቲ መቐለ ብዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲ ሸውዓተ ቈልዑ ዝርከብዎም 13 ሰላማውያን ሰባት ምቝሳሎም ዝገለጸ ሂዩማን ራይትስ ዎች፡ እቲ መጥቃዕቲ 'ከም ገበን ኲናት' ክምርመር ጸዊዑ ኣሎ።

ሓጸርቲ ቪድዮታት ዝለል እና ቀጽል

ሓጸርቲ ቪድዮታት

  • ብረት ዝሓዘ ዕጡቕ
  • ኣቶ ሰይፉ ተስፋይ
  • ፌቨን ማርኮ
  • ወርቂ ስለ ምንታይ ይኸብር ኣሎ?
  • ተቐማጢት ኣውስትራልያ ዝናብ ገብረዋህድ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ደቀንስትዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽንብላት ንዝጥማሎም ቁኖታት ሰሪሓ ናብ ዕዳጋ ተቕርብ።
  • ኣብ ማሕበራዊ መራኸብታት ስሙይ ዝዀነ መንእሰይ መምህር
  • ፅዕዳወ ኣስናንና ንምሕላው ዝሕግዙ ቀለልቲ ኣማራጺታት
  • እንጀራ ምስንካት ዝስልጥና ዘለዋ ወጻእተኛታት

ቢቢሲ ትግርኛ ናብ ቲክቶክ መጺኡ'ሎ፣ ተኸታተሉ።

ኣብ ካልእ ዘይትረኽብዎ፡ መሳጥን ኣገዳስን ሓበሬታ ንምርካብ ቀዳሞት ኵኑ።

ከይሓልፈኩም

ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዩቱብ

ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዋትስኣፕ ቻነል

ትንታነ

ኣዘራረብቲ ዛዕባታት

ሳይንስን ጥዕናን

ኢንተርነት ዳታ ብምዕቃብ ትሕዝቶታት ቢቢሲ ትግርኛ ብቐሊሉ ኣንብቡ።

ዳታ ንምዕቃብ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍ ጥራይ ኣንብቡ።

መዛነዪ

ዝያዳ ዝተነበ